Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ከሃ ዕርበ መረብ ምላሽ ኣብ ሓደጋ ምእታውን እቲ ዝያዳ ንቕሓትተዋህዶ ዝነክእ ኣብ ልዕልማርያም ዘለዎም ትሑት ኣቓልቦ እዩ። ሕገግርዘት ምእጋድ ርኹሳት ምግብታትን ንዝምልከት ተዋህዶ ዝኽተልዎ መምርሒ እቲ ኣብኡ ነጊሱ ዝርከብ ህዝባዊ ስነሕጊ ምስቲ ናትና ምዝማድ ከድሊ እዩ። ስደተኛ ክበሃል እንከሎ ብመሰረቱ ካብቲ በብዕለቱ እናባኣሰ ዝቕጽል ናይ ድኽነት ኩነታትን ውጽኢት ዘይርከቦ ናይ ናብራ ቃልሲጻዕርታትን ንምምላጥ ክኔው ዶብ ውቅያኖስን ኣብ ትሕቲ ሰማያት ርሑቕቦታ ብድኻምፅዮጽዓት ኩነታት መነባብሮኡ ንምምሔሒየሽ እተላፅለ ዜጋ እዩ። ደፋእ እኖበለ ድማ እቲ ከም ዘለዎ ብድርቹ ይቕረብ ዝበሃል ዘሎ ሰርዓትናይ ማእቶት ኣገባብን ኣብ ዓድሓበሻ ጥራሕ ከይተወሰነ ኣብ ኤውሮጳ እውን ዝተራእየ እዩ። ብፍላይ ድማ ኖይ ሩስያ ሚር ጥንቁቕ ናቱ ቅዳሕ እዩ ምተባህለ። ኣገባብ ናይ ሓባር ዋንነትመሬት ኣብ ኢጣልያ ክላዕሎ ዝኸእል ማሕበራዊ ጠንቅታት ከኸትልዩ ምስ ዝበሃል እውን ኖይ ተራድኦ ኣገባብ ኣወዳድባ እዩ መፍትሒኡ። ስዒቡ ዝቕጽል ጉዳይ ግብረመሬት ዝምልከት እዩ። ብዛዕባ ናይ ኢትዮጵያ ስነሕጊ ኣብ ዝጠቐስኖሉ ትሕዝቶኡንኣገባቡን ተገሊጹ እዩ። ዝዛቀድ ዋንነት መሬት ኖይ ሓባር ብምኻኑ ግብሪ እውን ብሓባር ንመላእ ዓዲ ዝምልከት ጉዳይ እዩ። ኣገባብ ኣጠሪንፋኡ እውን ስሩፅ እዩ። ዝግደድ ናይ መሬት ቀረጽ እዩ። እዚ ድማ ንመላእ ህዝቢ ደቀባት ብኣወንታ ዝጸሉ ውሳነ ክኸውን እዩ። ዝተርፍ ብዛፅባ ግቡእ ሃገራዊኣገልግሎት እዩ። ዋንነትመሬት ክበሃል እንከለ» ድማምስ ማሕበራዊ ስርዓትንፖሊቲካዊ ዝምድናታትን ኩነ ምስቲ ደፋእ እናበለ ዝኸይድ ምዕባለሰላምን ግዝኣትና ጸቢብ ምትእስሳር ዘለዎ እዩ። እቲ ቀዳማይውዕላትቶረንስ ንሓደ ብሞራል ዝሰነፈንጐደሎ ጥዕናንን ተባሂሉ ምቕሃሙ ዘይተርፎ ውሑድህዝቢ ንዝርከብዎም ሃገራት እዩ ተተሊሙ። እቲ ካልኣይ እውን ንዓና ዘይምልከት እዩ። ተመከኩር ከም ዘረጋግጾ እውን እስላም ሃይማኖቶም ለዊጦም ምእመናንክርስትና ክኹኑ ወይ ምስ ዝገዝኦም ህዝቢክርስትያን ተወሃሂዶም ክነብሩ ዓቢ ገድሊ እዩ። ንክትሓስቦ ዘጸይፍ ክነሱ ድማ ብመጽናዕቲ ነቲ ህዝቢ ምጽናት ዘይክኣል እዩ። ኩሩፅንመስተውዓልን ህዝቢ ስለ ዝኹነ ድማ ብዓሌታዊኣድልዎ ክምለኽ ዘይሕሰብ እዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ርድሃፉ ፍሏፖዊዳድጳዎ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ እውን ተሓቲቱ እተፈቐደ ትካል «ኢጣልያዊ ቤተክህነት» ዘይቃዶ ስርዓት እዩ።
ከምዚሉ እውን እቲ ዞባ ካብ ጽፍሒባሕሪ ክሳብ ሜትሮ ንላዕሊ ክሳብ በረኽቲ ሰሜን ኣብ ሰለስተ መድረኻት ይኸፈል ኣብ ታሕቲ ካብ ጽፍሒባሕሪ ክሳብ ሜ ክብ ኢሉ ዝርከብ መሬት ሞ ተባሂሉ ክስመ እቲ ካብ ክሳብ ሜ ኣብ ሞንጎ ዝርከብ ቦታ ፍረወይኒ ዝበሎ ኩይኑ መይዕዴፖ ዋላውን ኣብዚ እዋናትዚ ዘገዳማዊ መልክዑ እንተሓዘ ፍረወይኒ ኣብዚ ቦታዚ ተዘሪኡ ዝዓምበበንዝበርከተን ተኽሊ እዩ ነይሩ። ቲ«ኢዮአስ» እተባህለ ንጉስ እዩ ኣብ ስልጣን ዝነበረ። ኣብ መወዳእታ ድማ ነዚ ሓድሽ እውን ካብ ስልጣን ኣውሪዱቀንጢጡ ንባዕሉ ፍጹምገዛኢ ናይቲ ንግስነት ኩይኑ ተረፈ። ኣብ መጀመጮርያ እዋናት ንእስነቱ ድማ ኣገልጋሊ እዩ ዝነበረ። ነዚ ድማ ደራኺ ኩይኑ ዘቀላጠፈ ረቐቓሒ ቱርኪ ንባጽዕ ወሪሮም ኣብ ዝነበርሉ እዋናት ኣብ ገማግምባሕሪ ዝነብሩ ህዝብታት ኣብ ምስልምና ኣሚኖም ነቲ ብቱርኪ ኣብ ሕርጊጎ ዝቐመ ናይ «ኖይባትሰልጣን» ምስ ተቐበሉ ባሕረነገስታት ካብቲ ምስ ገማግም ባሕሪ ዝነበሮም ምትእስሳርንዝምድናን ተነጺሎም ብምጽናሖም እውን ዓቢ ግደ ተጻዊቱ እዩ። ርከኳከ ከሃ ኽከ ኣቐዲምና ከም ዝጠዋስናዮ ኣብ ጥንቲ እቲ ሃማግምዔለሪ ኣስዒቡ ድማ እቲ ሎሚ ኣብ ምሯሥአአዊ ያረፖ። ኣብ መረብምላሽ እቲ ነዊሕ እዋን ዝጸንሐ መኩንናዊ እንዳጸዓዛጋ ኩነ ስዒቡ ድማ ኣብዚ ናይ መወዳእታ እዋናት እዚ ቦታዚ ርእሱ ዘመሓድረሉ ዝነበረ ጊዚዜ ንባዕሉ ራእሲወለንኪአል በዓል ሃዘጋ ከምዚ ዝበለ ሰልጣን እዩ ዝነበሮም። ርከኳከ ከሃ ኽከ ኣብ ጥንቲ ብግምትውን እዋኑ እዚ እዩ እንተዘይተባህለ ኣብቲ ሎሚ «ፎርተ ባልዲሰራው» ዝርከበሉ በረኸቲ ቤትመኻእ ኣብ እተባህለ ቁሸት ስማ እውን ተረሲዑ ዝመጸ ኣብ ምስልምና እትኣምን ኣዢየ ሃብታም ዝኹነት ካብ ነገደበለው ማለት ነገድ ናይቶም ኣብ ሞንኩሎ ዝርከቡ ናይባት እትውለድ ሰበይቲ ነበረት። እዚ ጸብለልትነትዚ በቶም ካልኦት ኣብ መረብምላሽ ዝርከቡ ወረዳ እውን ቅቡል እዩ ነይሩ። እቲ ቀዳማይ ናይ ድምበዛን እዩ። እዚ ጉልትዚ ኣብ ህልዊ እዋን ኣብ ዞባከረን እዩ ተጠቕሊሉ። ህዝብታት ደቅ ሻሓይ ኣብ ዓሳውርታ ኣብ መወዳእታ ድማ ደቅዓንዱ ኣብ ትግራይ እዩ መሰረታቶም። ብዘይካዚ እውን እቲ ኣብ ሞንጎ እንዳታት «ጸዓዘጋ» «ሃዘጋ» እተራእየ ናይ ሓድሕድኩናት ኣብዚ እዩ ዝነበረ ዓውዱ። ዚ እዩ ዝኹነ። ኣብ ዘለናዮ ክፍለዘመን ኣብ መጀመርያ እዋናት መግዛእቲኢጣልያ ምኻኑ እዩ ኣብ ድምበዛን ብውዲት ናዕቢ ቅትለት እዩ ወትሩ እቲ ናይ ምምሕዳርስልጣን ዝረጋገጽ። እዚ ዝኹነሉ ምኽንያት ድማ እቲ ህዝቢ ተረዲእዎ ከም ዝጸንሐ እቲ ብመኳንንቲጸዓዘጋ ርከኳከ ከሃ ኽከ ምስ ሃጺየት ዓድሓበሻ ክፍጸም ዝጸንሐ ስምምዓት ውዒሉሓዲሩ ንርእሰምምሕዳር መረብ ምላሽ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ምኺኑ ጥራሕ ዘይኩኀ እቲ ንሃይሉንዘርኢ ሃይሉን ክፍቀድ እተባህለ ሓርነት ኣብ ግብሪ ምስ ዝውዕል ከምቲ ኣብ ክኔውመረብ ካብ ነዊሕ እዋን ተተኺሉ ዝጸንሐ ሓያል መስፍናዊስልጣን በዚ ወጦገንዚ እውን ምትካሉ ከም ዘይተርፎ ስለ ዘይሰሓትዎ እዩ። ርከከ ከሃ ቪበ እንጋንኣተ እገጻሓመስ ኣብ መወዳእታ እዋናት ናይ ዝጸንሐ ንግስነት ነቲ ከም «እንጋንኣ ዝፍለጥ መሬት ዘሪፉ ነቶም ኣብዚ ዝነበሩ ዓድታት ኣብ ሞንጎቶም ሰለስተ እተጠቕሱ ጉልቲ ተማቹልዎም እዩ ነይሩ። ህዝቢ እንጋንኣ ነቶም ኣብ ሰራየ ኣብ ጉልቲጉንደት ዝነብሩ ኩነ ነቶም ኣብ ዓይላቆሓይን ዝነብሩ ህዝብታት እዩ ዝመስል። መብዛሕትኡ ጊዜ ድማ እቲ «ይብጻሓኒ» ዝብል ጠለብ ኣብ ዝነበረ ድኹም ዕብለላ ኖይ ዝሓለፉ ኣባሓጎታት ወይ ጨንፈር ሓደእንዳ ኣብ ልዕልቶም መንቀሊ ሞጐት ዝኹኑ መሬት ወይ ዓድታት እዩ ምርኩሳኡ ዝነበረ። ኣብ ትሕቲ መግዛእቲትግራይ ንሰራየ ዝሳቐዩ ፍጻሜታት ማእሊየ ዘይርከቦምካ እንተኹነ ኣብ ቀዳማይ ዝስራፅ እቲ ብመሰረት ኣዋጅ ንጉሰዮሃንስ ካብ ሉም ርከኳከ ከሃ ኽከ ንጽባሕ ኣብ ግዝኣቱ ዝርከቡ ህዝብታት ሰዓብቲ ናይቲ እተፈንጨለ ሃይማኖትተዋህዶ ክኹኑ ዘገድድ ትእዛዝ እዩ ዝነበረ። ርከኳከ ከሃ ኽከ ደ ና ማይጻዕዳ ካብ ምድሩ ወጻኢ ንኣብነት ከም ኣብ ተኸላመራጉዝ መሬትዓድታትን እውን ይውንን እዩ። እቲ ገዳም ግን ኣብ ትሕቲ ጉልቲኩዶፈላሲ እዩ ዝነበረ። እዚ ጉልትዚ ኣብ ዶንጎሎ ዝርከቡ መሬትን መሬት ዝ ጭዓንዱቕ ኣብ ማይጻዕዳን እውን ይውንን እዩ። ኣብ ጥንቲ መላእ ምድሪ ማይጻዕዳ ሓደ ጉልቲ ኣብ ዝነበረሉ «ደርዓንቶ» እዩ ርእሰከተማኡ ዝነበረ። እንሆ እምበኣርከስ ኣብ ሰራየ ህዝቢ እዩ ዝነበረ። ስዒሩ እዩ ኣብ ምምሕዳር ዝነበረ። ሃጸይ ዘርአያቆብ ኣብ ንእስነቱ ካብ ናይ እስላምወራር ከምልጥ ኣብዚ ደብርዚ መሕብእንዑቕባን ስለ ዝረኸበከም ምስጋና ንደብሪማርያም ካብ ዘበርከተሉ ህያባት ሀ ምድሪ ዓይላ ከም ጉልቲ ለ እቲ ብፍላይ ከም ደብሪማርያም ዝፍለጥ ምድርን ኣብ ከባብታት ናይቲ ደብሪ ዝርከቡ ዓሰርተውክልተ ዓድታትን ሐ ካልእ መሬት ዓድታትን ኣብ ቆሓይን ዓረዛ ማይጻፅዳ ኣብ ሽሪረኣድያቦ እውን ከይተረፈ ክጥቀሱ ይከኣሉ። ብዝኹነ ግና ኣብ ታሪኻውንማሕበራውን ፍሉይነት ናይዚ ወረዳ እውን ከም ዝምስከር ኣብ ዝኹነ ይኹን እዋን ጐይትነት ኖይቲ ደብሪ ኣብ ልዕፅልዚ «ምድሪ ደብሪማርያም» እተባህለ መሬት ዘቁረጸሉ እዋን ኣይዝከርን። ኣብ መወዳእታ ድማ ኣድላይ ኩይኑ ክጥቀስ ዝግብኦ እቲ ግዙፍጉልቲ ዓድ ሞንጎንቲሰራየ ሓድሓደ እዋን ነቶም ዘርኢምልጋእ ዝኹኑ «በራቺት ብዝብል ናይ ሓባር መጸዋዕታ ዝፍለጡ ኣብ መራጉዝ ዝርከቡ ዓድታት ይብጽሑኒ ኢሉ ይምጐቶም እዩ። እተባህለ ንጉስ ዓድሓበሻ ይገዝኣሉ ኣብ ዝነበረ እዋን እዩ ነቢሩ መራሒ ናይ ኩሉም ኣብቲ እዋንቲ ኣብ ሓማሴን ዝነበሩ ዓድታት ምኻኑውን ይፍለጥ። ኣብ ሞንጎ ዓም ኣብ ዘሎ እዋናት ኣብ ሓማሴን እዚ ፍጻሜታትዚ እኖ ተኻየደ ኣብ ኣምሓራትግራይ ጸብለልትነት ንምርግጋጽ ኣብ ሞንጎ ራእስታት ወልደስላሴ ጉግሳ ዓሊ እስባጋዲስ ደጊያትውቤ ሓያል ኖይ ሰልጣን ውድድር እዩ ዝነበረ። ከም ዝበሃሎውን ዓመት እዩ ኣብ ስልጣን ጸኒሑ። እዩ ዝነበረ። ኣብዚ ካብ ክሳብ ዓም ዘሎ እዋን እዩ ኣብ ኣከለጉዛይ እውን ኖይ ኣስገዳድግብሪ ተኣታትዩ። ርከኳከ ከሃ ኽከ ዓም እዚ ፍጻሜታትዚ ሰራዊትእንግሊዝ ን መቅደላ ገጹ ኣብ ዝሓዞ ጉዕዞ ተረንታ ኣብ እተባህለ ቦታ በጺሑ ኣብ ዝነበረሉ ጊዜ እዩ ተኻይዱ። ናይ ሓዊ ብረት ኣብዚ ዓዲ ካብ ዝኣተወሉ እዋናት ኣትሒዙ እዚ ክፍለሰራዊትዚ ኣብ ትግራይ ኣብ አተኻየዱ ውግኣት ውሑድ ጊዜ እዩ ተሳቲፉ። ዮሃንስ ሃጸይ ተባሂሉ ዘውዲ ይደፍኣሉ ኣብ ዝነበረ እዋናት ኣብ ዓድሓበሻ ጐነ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ብዝያዳ ዘገድሰና መረብምላሸ እተኻየዱ ፍጻሜታት ንምብራህ ንሱ «ሃጸይ» ተባሂሉ ዘውዲ ይደፍኣሉ ኣብ ዝነበረ እዋናት ኣብ ሞንጎ ግብጺዓድ ሓበሻን ዝነበሩ ዝምድናታት ብሓጺሩ ምግላጽ ኣድላይ ክኸውን እዩ። ኣብ ሞንጎ ዓም ኣብ ዘሎ እዋን እስማዒልፓሻ እተባህለ ሳልሳይ ውላዱ ን መሓመድዓሊ ነቲ ኣብ ህልዊእዋን ኣብ ስልጣን ዝርክብ ግብጻዊስርወ ዝመስረተ እዩ። ኣብ ሞንጎ ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ግብጻውያን ኣብ ጋሽ ዓሪዶም ፅርዲከሰላ ሃኒጾም ንህዝብታት ሓለንጋ ዓልገደን ሰብደራት ብንዓምር ግእዛዊ ወይ ኢትዮጵያዊ መበቆል ዘለዎም ህዝብታት መሊኾም ኣብ ሞንጎዚ ሓድሽ ግዝኣቶምን እቲ ኣብ ቀይሕባሕሪ ዝነበረ ጥንታዊ ዋንነት ቱርክን ዝነብሩ ህዝብታት ብዙሓት ብናትናናይ ኢጣልያ ኖይ እዝንቶቀጽጽርን ሓላፊ ካብ እንግሊዘኛ እተተርጎመ «ሓበረታ ብዛዕባቶም ኣብ ሱዳን ቀይሕ ባሕሪ ኤኳቶር ዝርከቡ ወረዳታት ግብጺ» ዝብል ጽሑፍ እተረኸቡቤ ሓበረታ። ኩይኑ ግና ካብ ዝነበሮ መደባት ርሒቹ ኣብ ስእሊ ጥራሕ እዩ ነዚ መሬት። ግብጻውያን ኣብ ዋንነት ገማግም ቀይሕባሕሪ ተወሲኖም ኣብ ሓድሓደ ነሞጭጣታት ከም ኣብነት ኣብ ከረን ንኡሳን መደበራትሰራዊት ሃልይዎምሰንሒትማርያ እውን ከይተረፈ ንወለንኪአል ከመሓላልፉ እዩ እቲ ሓፈሻዊመደብ ዝነበረ። ሃጸይዮሃንስ ኣብ ደብርታቦር እዩ ዝነበረ። እቲ ካብ ጥንቲ ተዓቂቡ ዝጸንሐ ነጻነት መረብምላሽ ኣብ ናይ መወዳእታ እዋናት ኣብ ፋሉልነት ተስፋ ምችራጽን ምዝምባሉ ብዘየገድስ ራእሲ ወለንኪአል ምስ ተኣስረ እዩ ህላዌኡ ኣብቂዑ። ድማ። ዘርኢ ናይዚ ውላድዚ እዩ ድማ ነቶም ብሓፈሻኡ ኣብ ምሉእ እዚ ዞባዚ ብፍላይ ድማ ኣብ ትግራይ ዘስፋሕፈሐ ናይ ኣገልገልቲ ዝበሃል ጦለዶ ዝፈረየ። ርከኳከ ከሃ ኽከ እዚ ኩይኑ ግን እቲ ልኡላዊስልጣን ወትሩ ኣብ ሰሜናዊክፍሊ ኢትዮጵያ እዩ ጸኒሑ። ኣብ ሞንጎ ዓም ኣብ ዘሎ ዓመታት ገረንፍኤል ኣብ ብሌጽ እዋናቱ እዩ ዝነበረ። እዚ እቲ ቀዳማይክሳራ እዩ ዝነበረ። እዩ። ኣተርጓሚ ርከኳከ ከሃ ኽከ ድማ ኣብ ዓድታት መረብምላሽ ከምቲ ኣብ ቀዳማይክፋል ናይዚ ጽሑፍዚ እተጠቕሰ ቤት መኻእ ኩነጉልቲ ደቅታዕስ ኣብ ወረዳ ደቃተስፋ ይውንን ነበረ። ስለ ዝኹነ ድማ እዞም ክልተመሳፍንቲ ሓድሓደ እዋናት ን ሥን ይዕብልል ክቃለሱ ኣብ ካልእ እዋን ድማ ቅውምጭቡጥን ትሕዝቶ ዘይብሉ ውዕላት ይፍጽመ ነበሩፉ እዚ ዝጐነሉ ምኽንያት ድማ ብሓደ ወገን ብሰንክቲ ኣብ ዓድሓበሻ ዝሰፈነ ፋሉልነት ስልጣን መሳፍንቲሓማሴን ስለ ዝላሕለሐን በቲ ሓደ ድማ ዋላውን ግዳማዊ መልክዕ ድኣ ይሓዝምበር ቱርኪ ኣብ ባጽፅንገማሣግም ባሕሪ ብዝነበሮ ልኡላውነት ዘኸትሎ ዝነበረ ናይ ዘይምርግጋእ ኩነታት እዩ ዝነበረ። እቲ ኣብ ክልቲኦም እተመስረተ ፍቕርንኣኸብሮትን ድማ ሓድሕዳዊ እዩ ዝነበረ። ሹምዓዲ ኣብ ማሕበሮም ሹም ጉልቲ ድማ ኣብ ማሕበር ሹምዓድታት ምምራጽ እዩ ድማ እቲ ዝነበረ ኣገባብ። ኣብ ታሪኽ ኣዚና ንድሕሪት ከይተመለስና ኣብ መወዳእታ እዋናት ንግስነት ሃጸይ ዳግማይ እያሱ ዓም ጥራሕ ምስ ንምልክት እቲ ንተኸሊት ኣዝማቲኣዝማች ውቕቢትን እተባህሉ ክልተኣሕዋት ተሪፉ ዝነበረ ንኡሰመሬት ዝርካቤ ኣብ መወዳእታ ኣብ ክልቲኦም ከም እተመቕለ ምጥቃስ ኣኻሊ እዩ። ኣብ ትግራይ ዝነብሩ ካልኦት ክልተኣሕዋት እውን ኣብ ባጽዕ ተኣሲሩ ተኸታሊ ራእሲ ኣሉላ እዩ ዝነበረ። ኣአይተሰሎሞን ቆርጫዓድጓፅዳድ ኣብ እተባህለ ዓዲ ኣብ ቆሓይን እዩ መናበሪኡ ዝነበረ። ምምሕዳር ኣይተወንደፍራሽ ኣብ ደቃወረሰኖዝጊ ግና ውሑድእዋን እዩ ጸኒሑ ምኽንያቱ እቲ ብፈረንሳ ክመጽእ እተባህለ ሓገዝ ምስ ተደናጐየ ኣብ ውሽጥቲ ርከኳከ ከሃ ኽከ ዓድታት እውን ብዝተላፅዕሉ ተቓውሞታት ንጉሰ ነዚ ዓድዚ ክለቅቕ ተገደደ። እዚ ኣብ ከባቢታት ዓም እዩ ዝኹነ። » ንዓይ ደራሲ ከም ዝመስለኒ እቶም ነዚ መደብዚ ክዕወት ዝሓገዙ ረቹሒሐታት ብሓደ ወገን እቲ ኣብዚ ናይ መወዳእታ ክፍለዘመን ኣብ ዓድሓበሻ ዝሰፈነ ፋሉልነት ክኸውን እንከሎ መበገሲኡ በቲ ሓደ ድማ ምምስራት ግብጻዊመንግስቲ ኣብ ሱዳን ኩነ ኣብ ምሉእ ምዕፅራባዊገማግም ቀይሕ ባሕሪ እዮም ዓቢ ግደ ተጻዊቶም። እዚ ካብ ገማግም ሃገርዓረብ ዝመጸ ህዝቢ እዩ ብስብከቱ ነቲ ኣብ ህዝቢሓባብ በጅዩክ ኣብዚ ናይ መወዳእታ እዋን ድማ ኣብ ከባቢ ከረን ዝርከቡ ህዝብታት ዘስፋሕፍሐ ሃይማኖትምስልምና ክሰራጮ ደጊፉ። ኣብ ሓማሴን እዩ መበቆሎም ብልክዑውን ኣብ ሃዘጋ። ዓድ ነኻስኣድጊ ኣብ ዝበሃል ርእሰከተማ ናይዚ ወረዳ እዩ ድማ መናበሪኡ ዝነበረ። ሓማዊጉጅለ ዝበሃል ን ህዝብታትሳሆ ደንከልን ነቶም ኣብ ምብራቓዊ ወገን እምባታት ኢትዮጵያን ኣብ ገማግም ባሕሪ ድማ ካብ እምባገደም ክሳብ ራስ ዱሥይራ ኣብቲ ብዶባት መግዛእቲፈረንሳ ዝውሰን መሬት ዝነብሩ ሶማል ኣብ ከባቢ ከረን ንቢለንቦጎስ ኣብ ሰሜናዊምብራቕ ድማ ኣብ ጐላጉል ባርካ ንዝነብሩ በጃ ሃደንደዋ ዘጣምር ክኸውን እንከሎ እቲ ካልኣይ ኩሻዊኖይ ኩሽ ክፋል ነቶም ኣብ ምዕራባዊ ወገናትከበሳ ዝነብሩ ህዝብታት ባርያ ባዛ ይምልከት። እዚ ድማ እቲ ጥንታዊ ህዝቢግብጺ እዩ። እቲ ዝሓለፈ ኣድንቐቹት ግና ኣብቶም ኣብ ዓድሓበሻ ኣብ ታረቻ ዝነብሩ ህዝብታት እውን እቲ ቅርጺ ተመሳሳሊ ምኻኑ እዩ። ተጻዋርነት ኣብ ዘድልዮም ናይ ጻዕሪዕዮታትንኣብነት ከም ኣብ ኩኖት ንዓና እውን ኢጣልያ የገልግል ኣብ ዝነበረ እዋናት እቲ ሰማዊጉጅለ ሓይልንትብዓትን ብዝኣክል ዘመስከረ እዩ። ዑደትኖ ኣብ ዝፈጸምናሉ እዋናት እቲ ዝበርትዐ ዕዮ ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ጥበብ ኣብ ማልድንእምባላቆን ኣብ ገማግምከበሳ ቅድሚ ወርሒ ኣቢሉ ዝጀመረ ህንጻ እዩ ዝነበረ። ገለን ከም ዝብልዎ ብወርሒሕዳር ዓም ሓድሓደ ጭብጢ ከም ዘቕርብዎ ሓበረታ ግን ብ ዓም ኦሦ ዳዝ እተባህለ ሃጸይ ካብ ስርወዛጌ ህዝቢ ዛጌ ከምቲ ኣብ ላስታ ኣገው ምድር ዝነበረ ህዝቢ ኣብ ክርስትና እዩ ኣማኑት ጸኒሑ ብፍታው እዩ ዝፋኑ ን ያዖዳምቄሃ ኣመሓላሊፉ። ወድማርያም ኣብዚ ምድሪ ዓቢ እዩ ኣብቲ ሓደ ድማ እሙን ናይቲ ልኡል እዩ። ርከኳከ ከሃ ኽከ እዚ ነብርእድ ዝብል መዝነት ከም ናይ ኢትዮጵያ ኣባታዊስርዓት ውርሻዊ እዩ ዝነበረ። ፍማሕዳውያን» ድማ እቲ ብቁርኣን ንብመላእ ደቅሰብ ኣብ ሃይማኖት ሓደኣምላኸ ንም ምራሕ ኣብ ኖይ መወዳእታ እዋን ክመጽእ እዩ እተባህለ «ማሕዲወጋ ድር መጺኡ እዩ ኢሎም ዝኣምኑ እዮም። ብዘይካዚ ኣብ ግምት ክኣቱ ዝግቦኦ ረቹሒ እዚ ኣብ ከበሳ ክካየድ ዝጸንሐ ስብክት ኣብቲ ዓመት እከይ መግዛእቲትግራይ ብናይ ኢትዮጵያ መዝነት ፈጺመጮ ተኸልኪሉ ኣብ ገለብ ዝነበረ መደበሮም ተደምሲሱ ኣብ ዝነበረሉ እዋናት እዩ ተኻይዱ። ኣብ ሓድሕዶም መርዓ ኣይዝውተርን ኣብ ዝፍጸመሉ ድማ እቲ ኣብ ተዋህዶ ዝኣምን ወገን እዩ ኣብ ናይ ካቶሊክ እምነት ዝኣቱ። ኣብ ፆ። መንግስቲ ድማ ናይ ንጉስ ዝበሃል እቲ ንጉስ ባዕሉ ሹም ናይ ሹማምንቲ ክኸውን ምስ ዝበቅዕ ጥራሕ እዩ። ካብዞም ኣገባባት ድማ ብፍላይ እቲ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብኣቦኡ ምስ ዘይህሉ ድማ ብኣባልገ ዝግበረሉ ናይ ሓዊብረትከናትጉራደ ህየብ ምርካብ እዩ እቲ ዝደመቐ። ንኣብነት ኣብ ርከኳከ ከሃ ኽከ እዋናት ናይቲ ዓመት ዝጸንሐ መግዛእቲትግራይ ኣብ መረብምላሽ ንጉስዮሃንስ ንራእሲኣሉላ ከምዚ ዝኣመሰለ ስልጣን ፈቺድሉ ነይሩ እዩ። ካብዚ ከም እንምልከቶ እቲ ናይ ማሕላ ኣገባብ ካብቲ ኣብ ኢጣልያ ዝዝውተር እተፈለየ እዩ። ኣብ ዓድ ሓበሻ እዚ ባህልዚ ኣዝዩ ጥንታዊ እዩ። ምኽንያቱ ድማ ከምቲ ኣብ ካልእ ክፍሊ ናይዚ ጽሑናዚ እተጠቕሰ ኣብቲ እዋንቲ ወረዳ ኣከለጉዛይ ሓራ እዩ ዝነበረ። እዚ መንገድታትዚጽርግያ ካብ ነዊሕእዋን ለውጢ ከይተገብረሉ ከምኡይሉ እዩ ተሪፉ ዝነበረ ሓደ ካብኣቶም ድማ እቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኖይ ንግድመስመር ርከኳከ ከሃ ኽከ ዓድዋባጽዕ እዩ። እዚ ምርጫዚ ኣብ ጣዕሚ ኩነታት ኣየርከበሳ እተመርኩሰ ጥራሕ ርከከ ከሃ ከከ ዘይኩነ ከምቲ ኣብ መጀመርያ ክፍሊ ናይዚ ጽሑፍዚ ብፍላይ ብዛዕባ ሰራየ ኣብ እተዘርበሉ ኣብዚ ዝርከብ ስፍሓተመሬት ነቲ ጠለብ መነባብሮ ደቀተባት ዝሓቶ ኣዝዩ ጸብለል ስለ ዝብሎን እውን እዩ። ከምዚ ዝኣመሰለ መሬት እዩ ድማ «ጉልቲ» ዝበሃል። ኣብ ትሕቲ ንግስነት ናይቲ ከም ኖይ መወዳእታ ንጉሰነገስት ዝፍለጥ ሃጸይ ዮሃንስ ዝነበረ እዋን ኣብ ክንዳኡ ድማ ራእሲኣሉላ መረብምላሽ የመሓድረሉ ኣብ ዝነበረ ደቅኣንስትዮ እውን መሬት ክውንናክወርሳን ተፈቕደ። እዚ ሕግዚ ግና ኣብ ሓማሴን ኣከለ ጉዛይ ከይተተግበረ ኣገባብ ዋንነትመሬት ብዝሕዞ ፍሉይ ባህሪ ኣብ ሰራየ ብፍላይ እዩ ኣብ ግብሪ ውዒሉ። እዚ ሞራላዊቀይድታት ኣብ ካልእ ቦታ ከም ንኣብነት ኣብ ትግራይ ኣይርከብን። ኣብ ሞንጎ ኣብ ዘሎ እዋናት ከኣ ቅድሚ ሸውዓተወርሒ ምስ እትወልድ እቲ ውላድ ናይ ቀዳማይ ሓዳራ ይበሃል ብድሕርዚ ምስ ዝኸውን ድማ ኣብ ካልኣይ ሓዳራ ይኣቱ። ሰፍኣ እውን ኣብ ተመሳሳሊ ኩነታት እዩ ዝነበረ። ነዚ ዝውስኑ ድማ ዶ ኣብ ሓማሴን ዕዳጋጸዓዘጋ እዩ ኣብ ሰራየ ፅዳጋኩዶፈሳሲ ይ ኣብ ኣከለጉዛይ ፅዳጋሓሙስ እዮም። ክኸውን ድማ ኣብ ካልእ ወረዳ እዩ መናበሪኦም ዝነበረ። እቲ ብከምዚ እተገልጸ ክህነጽ ዝድለ ዘሎ ዓዲ ካብ ከባቢኡ ተነጺሉካብ ደቀባት ክነብር ማለት ዘይኩነ ናይ ኢጣልያ ዜጋታት ኣብ ናይ ደቀባት ኣሃዱ ደቀባት እውን ኣብ ናይ ኢጣልያውያን ምጽንባር ማለት እዩ።